Home
ካብ ዋልታ ናብ ስቕታ (From Gallantry to Cowardice): ካብ ዋልታ ናብ ስቕታ
Loading Inventory...
Barnes and Noble
ካብ ዋልታ ናብ ስቕታ (From Gallantry to Cowardice): ካብ ዋልታ ናብ ስቕታ
Current price: $18.00

Barnes and Noble
ካብ ዋልታ ናብ ስቕታ (From Gallantry to Cowardice): ካብ ዋልታ ናብ ስቕታ
Current price: $18.00
Loading Inventory...
Size: OS
*Product Information may vary - to confirm product availability, pricing, and additional information please contact Barnes and Noble
From 'Gallantry to Cowardice' (ካብ ዋልታ ናብ ስቕታ) is a narration of the tough experiences sustained by the Eritrean people following the hard-won Independence. People who heroically fought during the struggle for independence are expected to stand firm against any attempt that diverts the objectives they fought for. Unfortunately, this did not happen in Eritrea. Despite the emergence of extreme dictatorial regime, the failure of the government to provide the basic rights and needs, the unjust wars with neighboring countries that devastated the economy and country, the unlimited military service and the consequential mass exodus, people in general and those who bravely fought for independence remained extremely reticent about the plight.
ኣብዚ ህሉው እዋንህዝቢ ኤርትራ ብሓፈሻ እቶምናጽነት ኣምጺእና ዝብሉ ብፍላይ እቲ ንዓለም ዘደነቐ ጅግንነትን ተወፋይነትን ሃሲሱ ንዘይንቡር ከም ንቡር ሪዒሞም ይርከቡ። መብጽዓታት ክጥለሙ፡ ቅዋም ክጉሓፍ፡ መሰረታዊ ሰብኣዊ መሰላት ክግሃስ፡ ስርዓተ- ምልኪ ክትከል ብሒምዝብል ብርቂ ኮይኑ ንልዕሊ 30 ዓመታት ብስቕታ ተዋሒጡ ክትርኢ ናይ ኤርትራስግንጢር ተርእዮ'ዩ። ኣብቲ ሰፊሕ ስቕታ ግን ብርድኢት ወይ ብግዳይነት፡ ኣንጻር'ቲ ዘይጽቡይ ተረክቦ ብዓውታ ወይ ብሰላሕታ ዝቃወሙን፡ ዘዕዘምዝሙን ደፋራት ኣይተሳእኑን።
'ካብ ዋልታ ናብ ስቕታ
' ነቲ ቅሉዕን ስቱርን ዕላላት፡ ምዕዝምዛማትን፡ ተቓውሞታትን እርይ ቍጽር ኣቢላ፡ ብተዛመድቲ ግጥሚታት ኣመቂራ፡ በብኣርእስትታቱ ብልቢወለዳዊ ድርሰት ኣቕሪባቶ ኣላ።